q.rap m.o.d.b bejakhi şarkı sözleri

Don Paul ተፀሊለ ኣጉል ኮይነ ኣፍቂረ ነዓኺ yeah yeah ኣፍቂረ ናዓኺ ሕዘንሉ ነቱ ልበይ እሺንዶ በልኒ yeah ንዒንዶ በጃኺ ኋል ንግስቲ ኢኺ ንጉሳት ዝሰግዱላ ኃል ጀጋኑ ኢኺ ዘሪኢ ራስ ኣሉላ ዋዕሮ ካብ ተፈጥሮ ዝበልፃ ዘይብላ ኣየ የ የ ልበየ ኣየ የየ ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ልበየ yeah yeah መሊስኪ ኣምፅያ ምስ ቀልበየ yeah yeah ተፀሊላ ልበይ በዓኺ ኣይክኣልኩን በይነይ በጃኺ ምሳኺ እያ ዘላ ቀልበየ yeah yeah ዘይምሰል መሲለ ኮለል እንተበልኩ እንጀራ ኮይኑኒ ሪሒቐ እንተኸድኩ ንኽብርኺ ክብል ሒወተይ መሃብኩ ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ yeah yeah oh oh እንካብኮነስ ዳሓን እስኪ ክኽእሎየ ኩሉ ቱትምኒነተይ ካብፈሸለስ ታይከሞ ክብለኩ ከይክሕዱኺ ተመሊሶም ከመስመስ ናበሉ ልቢንዶ ግበሪ ቆላሕ ናብ ታሪኪ ክሰምዕ ኣይደልን NO NO ጉሂኺ ተረፍኪ ሸቶክ እንከይበለት ናፅነት ካብ ኢድኪ ንንየው በልዮም OH OH ኣነየ ዝሕሸኪ ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ልበየ yeah yeah መሊስኪ ኣምፅያ ምስ ቀልበየ yeah yeah ተፀሊላ ልበይ በዓኺ ኣይክኣልኩን በይነይ በጃኺ ምሳኺ እያ ዘላ ቀልበየ yeah yeah ዘይምሰል መሲለ ኮለል እንተበልኩ እንጀራ ኮይኑኒ ሪሒቐ እንተኸድኩ ንኽብርኺ ክብል ሒወተይ መሃብኩ ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ yeah yeah oh oh ኣብ ኢድኪያ ዘላ ቐልበየ እወ ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ እወ Aya ya yaah
Sanatçı: Q.Rap M.O.D.B
Türü: Belirtilmemiş
Ajans/Yapımcı: Belirtilmemiş
Şarkı Süresi: 3:21
Toplam: kayıtlı şarkı sözü
Q.Rap M.O.D.B hakkında bilgi girilmemiş.

Fotoğrafı