Q.Rap M.O.D.B

Memotkula (feat. PureBrook & Merkeb Bonitua)

q.rap m.o.d.b memotkula (feat. purebrook & merkeb bonitua) şarkı sözleri

Microphone check up, microphone check up መፃኹልም ደቂ ዓበይቲ Paw Bonitua, Yayo! Hold up PureBrook Woo woo ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ ዓለም ኩሉ መዞርኩላ ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah በላሕ እያ ተመረቐት ብ ዲግሪ Yeah yeah ታይ ክወፀላ ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ ከኾብ ሰሜን ምስክረይ ፍልይቲ እያ ኩራዓት ዓዲ ማዕረ ኣሕዋታ ሰራሒት ቅያ ቁንጅና ታይ ክወፀላ ላዛኣ ማዓር ወለላ ሒዛቶ ከይዳ ልበይ Got me running everyday ዓሻስ ኣይኮንኩን ኣፍቂረ እየምበር ብዘይ ዋዕሮኻስ ከመይልካ ይንበር ኣቱም ኣዕርኽተይ እስኪ ቁምነገር ቁሪ ክረምቲስ ከመይልካ ይሕደር ወለደይን ወለድኽን ነፋልጦም መርዓ ገይርና ነቐውጦም ብኸበሮ ጭራዋጣ ኣመርዓና ብፃዋታ ኣዕርኽቲኺ ምሰዕርኽተይ ይፋለጣ (ይፋለጣ) ከምቱ ናትና ናቶም ይስመር ቱባህልና ፍፁም ይኽበር ሓድነትና ከይሰበር እናበልኩ (እናበልኩ) Now pause.. ማይዶ ፀባ ኣብልኒ መፅብዓ ኣእትውኒ ወሊድኪ ኽበርለይ ኮብለለል ኣብልኒ Hey.. ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ ዓለም ኩሉ መዞርኩላ ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah በላሕ እያ ተመረቐት ብ ዲግሪ Yeah yeah ታይ ክወፀላ? ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ She got the beauty, got the brains No one in her lane She got the walk and the talk She gon be my main She got the blood of her queens And we gone follow her reign She the baddest foreign in the world Got me going insane She as beautiful as queen saba All the other girls talking rah rah Got my ears covered saying la la Yea they jealous cause you got no flaw Yea she make me feel so good inside Make a brother wanna say his vows tonight But don't let that pretty face trick you guys She gon slide with me looking for the smoke on sight ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ ዓለም ኩሉ መዞርኩላ ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah በላሕ እያ ተመረቐት ብ ዲግሪ Yeah yeah ታይ ክወፀላ? ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ Q rap ንፍቅሪ ኔርካ መቃለሊ ዘይግድሾ ሸለለል በሃሊ ሪኢኻዮ ብኣ ብኣ ተማሂርካወ ከመይ ደኣ ምስ ጠዓምካ ሓዳር ክብሪ ለግሰልና ምኽሪ ምኽሪ ከመይ የብል ስቃይ ፍቅሪ ሓሩር ዶኾን ቁሪ ቁሪ ኣታ ምስኣስ ዋላ ቁረብ ዋላ ምሓል ቁንጅንኣ ተፈጥራዊ ዘይትኩሓል ጥራሕ ትበል እሺ እሺ ኣልማዝ ወርቂ ቖርሺ ቅርሺ ጥሪት ሃፍቲ ዘይብህጋ ዘይብርቃ ጓል ዓበይቲ ተተግሂዱ ናትካ ሕልሚ ከይትቅበል ግዝሚ ግዝሚ ጭዋነታ ክንዲ መዓር ክንዲ ጠስሚ ናትካ መርዓመን ክቀሪ ይቅናዕኻ እምበር ጥሪ ምድሪ ክገዛዛእ ጌሾና ዓብዑር ክፀማሞቅ ስዋ ፊልተር ዳስ ክሰርሕ እድር እድር ኣነ ክኾን ዋና ዓርኪ ክኾንወ ሕልፊ ሕልፊ ዓጎዶም መሰለፊ ቁምነገር ክገብር ንሓዳር መሰታ ሃየ ክብል ካፍተን መሓዙታ ቦኒታ ሪኤናኒ ከይስሕታ ማሪኻታ ነዛ ልበይ ብፍቕሪ yeah yeah ተኳልለኒ ትውዕል ብቐትሪ yeah yeah ታይሞ ኽብላ? ናትካ እየ ተትብለኒስ ዓለም ኩሉ መዞርኩላ ዓርሰ ፈላጥ ነብሳ ትሕዝ ብኽብሪ yeah yeah በላሕ እያ ተመረቐት ብ ዲግሪ Yeah yeah ታይ ክወፀላ? ተስፋ ዓዲ ናይ ብሓቂ መሞትኩላ ግደፈኒ ረሓቐለይ ተዘይልክኒማ ደድሕረኺ ብፍቕርኺ ልበይ ሓሚማ ሓሲብክሉ መሪፅክኒ ተዘይድሒክያ ነኒ ትብለፅ ከይሓፍሳኒ መፅየን ብጉያ ግደፊ እምብለየ ሕራይ በልኒ ንዕናይ ንመለስ ትግራይ where we'd rather be ዓዲ ነገስታት ዓዲ ንግስቲ It's time to break these fucking shackles You can rule with me yeah yeah You can rule with me yeah yeah You can rule with me
Sanatçı: Q.Rap M.O.D.B
Türü: Belirtilmemiş
Ajans/Yapımcı: Belirtilmemiş
Şarkı Süresi: 4:53
Toplam: kayıtlı şarkı sözü
Q.Rap M.O.D.B hakkında bilgi girilmemiş.

Fotoğrafı