q.rap m.o.d.b wegihudo gena şarkı sözleri

ወጊሑዶ ገና ወጊሑ ዶ ገና ዘይውዳእ ለይቲ ፀልማት ናይ ደመና ዲሒኑ ዶ ህዝበይ ኣደይ ከመይ ኮይና ትግራይ ከመይ ኮይና ዓደየየየ ዘይኮነለይ ኮይኑበር ንዓኺ ዶ ሃንፊፈ ዓቕመይ ኩሉ ፀንቂቐስ ጥራሕ ነብሰይ ተሪፈ ናይደቅኺ ክብር መስዋእቲ ብርሕቐት ሰሚዐ ምምራረይ ኣሕፊሩኒ ኣፈይ ሒዘ ተሪፈ Oh oh ወጊሑ ዶ ገና Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና Oh wooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪ ኸ ከመይ ኮነ ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ እታይ ሲኢነ ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ Oh wooo ቃል ኣለና ናይ ጀጋኑ ፍፁም ዘይንዓፅፎ Oh wooo ምስክርና ታሪኽና እዩ የለን ዘይንሓልፎ Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና Oh woooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪኸ ከመይ ኮነ ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ ታይ ሲኢነ ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ ኣንቲ ወላዲተይ እቲ ብፈሪሃ ፈጣሪ ደጋጊምኪ ይቅር ትብልዮምስ ከምድኻም ወሲዶሞ? ንስኺ ዝወለድክዮ ጀጋኑ እንተኾነ ዝመፀ ይምፃእ ምምብርካኽ ኣይፈልጡን እዮም። ቃል ይእተወልኪ ቃል ይስበር ዘይወግሕ ፀልማት ታይ ይግበር Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና Oh woo ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና Oh woooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪኸ ከመይ ኮነ ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ ታይ ሲኢነ ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ Oh whooo Oh whooo Oh whooo Oh whooo
Sanatçı: Q.Rap M.O.D.B
Türü: Belirtilmemiş
Ajans/Yapımcı: Belirtilmemiş
Şarkı Süresi: 3:58
Toplam: kayıtlı şarkı sözü
Q.Rap M.O.D.B hakkında bilgi girilmemiş.

Fotoğrafı